ሕብረት ኣፍሪቃ ነቲ ኣብ መንጎ ህወሓት ዝተፈጥረ ኩነታት ብቐረባ ይከታተሎ ከምዘሎ ብምግላጽ በቲ ኩነታት ዘለዎ ሻቅሎት ሎሚ ዓርቢ 14 መጋቢት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብቲ ...
ኣባል ኮሚተ ዝምድናታት ወጻኢ ሰነት ኣመሪካ ዝዀነት ጂን ሻሂን ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝዓርግ ዘሎ ፖለቲካዊ ምትፍናን ዘለዋ ሻቕሎት ብምግላጽ፡ እቲ ወጥሪ ብልዝብን ዲፕሎማሲን ክዓርፍ ጸዊዓ። ...
መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ድሕሪ ኣብታ ሃገር ዝተፈጥረ ውጥረት ዝተኣስሩ ሰበ-ስልጣን ክፍትሑ ዋዕላ መራሕቲ በይነ-መንግስታዊ ውድብ ኢጋድ ጸዊዑ። መራሕቲ ሃገራት ኢጋድ ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ፡ ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ዝኣቱ ከም ወይኒ ሻምፓይን ዝበለ መስተታት ናይ 200% ግብሪ ከምዘንብር ኣጠንቂቑ። እዚ ዝኸውን ዘሎ፡ እቲ 27 ሃገራት ዝሓዘ ደንበ ...
ሓረስቶት ካብ መሬቶም ብዙሕ ፍረ ንኽሓፍሱ ዝሕግዝ ስነ-ህይወታዊ ተፈጥሮ ተጠቂሙ ኣብ ርሕቀት ብዘሎ መሳርሒ ዝሕግዝ ምህዞ ተመሃሮ ዩኒቨርስቲ ኖርዝወስተርን ኣማዕቢሎም ኣለዉ። እዚ መሳርሒ’ዚ ሓረስቶት ...
ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑትን ንኲናት ዩክሬን ንምዕራፍ ብኣመሪካ ዝቐረበ እማመ ምቁራጽ ተኹሲ ደጊፍዎ። እንተኾነ ዝርዝራት ክስርሓሉ ከም ዘለዎን ዝኾነ ውዕል ምቁራጽ ተኹሲ ናብ ነባሪ ሰላም ዘምርሕ ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ሓሙስ ጋዜጣዊ መግለጺ ዝሃበ ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳ፡ “መንግስቲ ፈደራል ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ኩነታት ትግራይ ስጕምቲ ንኽወስድ እምበር ጣልቃ ንኽኣቱ ኣይጸዋዕኩን ...
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መንጎ መሪሕነት ህወሓት ዘሎ ኣፈላላይ ኣብ ዝዓርገሉ ዘሎ እዋን፡ እታ ንኣስታት 100 መዓልታት ብዘይ ከንቲባ ዝጸንሐት ከተማ መቐለ፡ ሎሚ ሓሙስ ብዶክተር ደብረጽዮን ብዝምራሕ ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ወሰና ወሰን ማያት ሶሪያ ብጅምላ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ተቐቲሎም። ነበርቲ ሰፊሕ ፃውዒት እንተቐሪቡ ናይታ ሃገር ሓድሽ መንግስቲ ፍትሒ ከረጋግፅ ዕድል ክህቦ ይኽእል እዩ ይብሉ። ተንተንቲ ብወገኖም ናይታ ሃገር ሰብኣዊ ቅልውላው ንዝቐፀለ ዘይምርግጋእ የጋድዶ ኣሎ ይብሉ። ...
ኣመሪካ ዩክሬን ንዝቐረበ እማመ ምቁራፅ ቶኽሲ ምቕባላን ምስ ሩሲያ ይካየድ ዘሎ ኲናት ከብቅዕ ናብ ዝወስድ መገዲ ስጉምቲ ምውሳዳን ትማሊ ሰሉስ ንኢዳ። ዩክሬን ትማሊ ሰሉስ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ን30 ...
ብሓገዝ ወታሃደራውያን ኣዘዘቲ ኣብ በበይኑ ከተማታት ትግራይ ብመሪሕነት ህወሓት ንዝተሸሙ ኣባላት ምቕማጥ ንስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ዝጥሕስ’ዩ ዝበለ ግዜያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ፈደራል ስቕ ኢሉ ...
ጾመ ሮሞዳን ኣብቲ ዝወዓየ ኣዋርሕ ከም ሰነን ሓምለን ኣብ ዝውዕለሉ፡ ብሰንኪ እቲ ከቢድ ዋዒ፡ ኣብ ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕ ፍርቂ መዓልቲ ስዕረት ዝእወጀሉ ግዜ ምንባሩ ነበርቲ ይጠቕሱ። ሎሚ ዓመት ...